MEDHANI-ALEM ORTHODX LOS ANGELS
  • Home
  • Video 2020
  • About Us
  • Services
    • Holy Liturgy
    • Baptism
    • Wedding
    • Funeral/Memorial Service
    • Hall
    • Forms for All Services
  • Sunday School
    • Sunday School Mission
    • Sunday School Classes
    • Message
    • Daily Prayer
    • The bible
    • Assignment
  • OUR FAITH
    • The Sacraments of Our church
    • The Five Pillars of Our Church
  • Clergies
  • Board Members
  • Gallery
    • Pictures
    • Videos
  • Songs
  • ANNOUNCEMENT/Events
  • Comments
  • Pledge/Membership and Donation Forms
  • Archive

Wedding

ሕጊ ስርዓተ ተኽሊል (መርዓ)
አምላኽ ድም ብመልክዑ ሰብ ፈጠረ፡፡ ተባዕታይን ኣንስታይን ጌሩ ድማ ፈጠሮም፡፡ አምላኽ ካኣ ባረኾም እሞ ፍረዮን ተባዝሑን ንምድሪ ክኣ ምልእዋን ምለኽዋን በሎም፡፡ ኦሪት ዘፍጥረት 1 27፡ 28
ስርዓተ ተኽሊል (መርዓ) ክፍጽሙ ዝደልዩ ኩሎም አመንቲ ናይ ኤርትራ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ቅድሚ 3 ወርሒ ንካህንን ንጸሓፊ ሰበኻ ጉባኤንቤተክርስትያን ከፍልጡ ይግባእ፡፡
ናይ ኤርትራ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ስርዓተ ተኽሊል (መርዓ) አብ ጊዜ ጾም (7 ኣጽዋማት) ብፍጹም አይተፍቀድን እያ፡፡ 7 ኣጽዋማት ዝበሃሉ ድማ እዞም ዝስዕቡ እዮም፡፡ ጾመ አርባዓ፡ ጾመ ድሕነት (ዓርቢን ሮቡዕን)፡ ጾመ ነብያት፡ ጾመ ሃዋርያት፡ ጾመ ነነዌ፡ ጾመ ገሃድ፡ ጾመ ፍልሰታ፡፡ ንዝያዳ ሓበሬታ ማዓልታት ጾም ንካህናትን አገልግልቲ ቤተ ክርስትያንን ሓቲትካ ምፍላጥ ይከኣል፡፡
ስርዓተ ተኽሊል (መርዓ) ክፍጽሙ ዝደልዩ ኩሎም አመንቲ ናይ ኤርትራ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ቅድሚ 1 ወርሒ ሰለስተ መሰኻኽር ሒዞም መጺኦም ቅድሚ ሕጂ ቃል ኪዳን ከምዘይኣሰሩ አብ ቅድሚ ካህን ከመስክሩ ይሕተቱ፡፡  
ናይ ኤርትራ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ስርዓተ ተኽሊል (መርዓ) ቅድሚ ሕጂ ቃል ኪዳን ንዘይኣሰሩ እምበር ካልኣይ ቃል ኪዳን ከተእስር ኣይትኽእልን፡፡
ስርዓተ ተኽሊል (መርዓ) ክፍጽሙ ዝደልዩ መጻምዲ (መርዓትን መርዓውን) ግቡእ ትምህርቲ ብኣገልገልቲ ቤተክርስትያን ምስረኸቡን ግቡእ ትምህርቲ ወሲዶም ብካህን ምስተመስከረሎምን ጥራይ ቃል ኪዳን ይኣስሩ፡፡
ንተወሳኺ እዞም ዝስዕቡ ምዕራፋት ብዛዕባ ስርዓተ ተኽሊል ከተንብቡ ትኽእሉ፡፡
እብራውያን 13፡4
ማቴዎስ 19:4-6
ኤፌሶን 5፡ 25-32
ቀዳማይ ቆሮንቶስ 7 10-11


wedding_application_form.pdf
File Size: 104 kb
File Type: pdf
Download File

Proudly powered by Weebly
  • Home
  • Video 2020
  • About Us
  • Services
    • Holy Liturgy
    • Baptism
    • Wedding
    • Funeral/Memorial Service
    • Hall
    • Forms for All Services
  • Sunday School
    • Sunday School Mission
    • Sunday School Classes
    • Message
    • Daily Prayer
    • The bible
    • Assignment
  • OUR FAITH
    • The Sacraments of Our church
    • The Five Pillars of Our Church
  • Clergies
  • Board Members
  • Gallery
    • Pictures
    • Videos
  • Songs
  • ANNOUNCEMENT/Events
  • Comments
  • Pledge/Membership and Donation Forms
  • Archive